Résumé de l'épisode
ኣብ ዩናይትድ ስቴትስ፡ ኣብ ፍርቂ ናይ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ዘመነ ስልጣን ዝካየድ ምርጫን ውጽኢቱን ንምፍላጥ ህዝብታት ዓለም ብሃንቀውታ ይጽበይዎ ኣለዉ። እቲ ምርጫ ጽባሕ ሰሉስ፡ 3 ሕዳር ክካየድ እዩ። #sbsaudiopodcast
ኣብ ዩናይትድ ስቴትስ፡ ኣብ ፍርቂ ናይ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ዘመነ ስልጣን ዝካየድ ምርጫን ውጽኢቱን ንምፍላጥ ህዝብታት ዓለም ብሃንቀውታ ይጽበይዎ ኣለዉ። እቲ ምርጫ ጽባሕ ሰሉስ፡ 3 ሕዳር ክካየድ እዩ። #sbsaudiopodcast
Épisodes
ኣሜሪካውያን ኣብ መፋርቕ ምርጫ ንመን’ዮም ዝመርጹ ዘለዉ፧
Écoutéኣብ ዩናይትድ ስቴትስ፡ ኣብ ፍርቂ ናይ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ዘመነ ስልጣን ዝካየድ ምርጫን ውጽኢቱን ንምፍላጥ ህዝብታት ዓለም ብሃንቀውታ ይጽበይዎ ኣለዉ። እቲ ምርጫ ጽባሕ ሰሉስ፡ 3 ሕዳር ክካየድ እዩ። #sbsaudiopodcast
ኣሜሪካ ተድምጽ፣ ድሕሪ ትራምፕ እንታይ’ዩ ክመጽእ ዝብል ሪፓብሊካውያን ዝምልስዎ ዝዓበየ ሕቶ
Écoutéድሕሪ ትራምፕ ዓቃባዊ ፖለቲካ እንታይ ክኸውን’ዩ፧ እዞም ምርጫታት መፋርቕ ግዜ ስልጣን (midterms) ገለ ኣንፈት ክህቡና ይኽእሉ’ዮም። #sbsaudiopodcast
ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ መደብ ኤስቢኤስ ትግርኛ (2 ሕዳር 2026)
Écouté* ዕለታዊ ዜና ኤስቤስ ትግርኛ - ምውፋር ወተሃደራዊ ቅዲ ዘለዎም ጠበንጃታት ዝዓጠቑ ፖሊስ ኣብ ህቡባት ቦታታት ቱሪዝም፣ ቦታታት እምነትን ዓበይቲ ውራያትን ከተማ ሲድኒ ዝተሓዋወሰ ግብረመልሲ ፈጢሮም፣ - ወነንቲ ብረት ኣብ መላእ ግዝኣት ኒውሳውዝዌልስ፣ ናይ’ታ ግዝኣት መደብ ምእካብ ወይ መሊስካ ምግዛእ ኣብ ዝጀመረሉ፣ መሳርሒታቶም ካብ ሎሚ ጀሚሮም ከረክቡ ይኽእሉ’ዮም። - ኣብ ፍራንክፈርት ጎነጻዊ ናዕብታት ድሕሪ ምልዓሎም ልዕሊ 100 ኣባላት ፖሊስ ተጎዲኦምን 54 ሰባት ድማ ተኣሲሮም። * ምባፐን ርእይቶኡ ዝፈጠሮ ክትዓትን ነቐፌታታን ኣብ ቻይናውያን [መደበራት ቴሌቪዥን ቻይና ኮኾብ ሪያል ማድሪድ ፈረንሳዊ ኪልያን ምባፐ ብዛዕባ ማኦ ዘዶንግ ድሕሪ ዝሃቦ ዋዛ ሓዘል ርእይቶ ሸፈነ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ላሊጋ ኣቋሪጸንኦ። ምባፐ ዝተዛረቦን ዘስዓቦ ግብረመልስታትን እንታይ ኔሩ ኣብ’ዚ ትሕዝቶ ክንድህስሶ ኢና።] * ጸብጻባት ልኡኽና ►ኤርትራ ነታ ‘ሓንቲ ካብ 100 ጀጋኑ ልምዓት’ ሕቡራት ሃገራት ዝኾነት ጓለንስተይቲ ኣተባቢዓ፣ ሓይልታት ምሕዝነት ንህልውና ሕጂ’ውን ኣብ ኢትዮጵያ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምቛም ከም ዝዕልሙ ገሊጾም፣ ኣመሪካ ኣብ ኣርሲ ሃይማኖት መሰረት ብምግባር ዝተፈጸሙ ቅትለታት ኮኒና ምርመራ ክግበር ጸዊዓ፣ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብምክንያት’ቲ ብዘይ ፍርዲ ዝፍጸም ማእሰርቲ፡ ምስዋር ዜጋታትን ጉድለት ተሓታትነትን ዝጀመሮ ጸቕጢ ቀጺሉሉ፣ ሱዳን ንግዝኣታ መጥቃዕቲ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ብምፍቃድ ኣማኢት ሰላማውያን ሰባት ክቐትሉ ወይ ክቖስሉ ገይራ ኢላ ንኢትዮጵያ ከሲሳ ዝብሉ ንሎሚ ንጽብጽቦም ዜናታት’ዮም። *ግዝኣት ቪክቶርያ ምርጫኣን ►ቀቅድሚ ናይ ወርሒ ሕዳር ምርጫ ግዝኣት ቪክቶርያ ዝተኣከቡ መለክዒታት ርእይቶ ህዝቢ ልዑል ወሰኽ ኣብ ደገፍ ንሰልፊ ዋን ኔሽን ኣርእዮም። እንተኾነ ግን…
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (2 ሕዳር 2026)
Écoutéንሎሚ ዝተዳለወ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (ኣርእስታቱ)፡ * ምውፋር ወተሃደራዊ ቅዲ ዘለዎም ጠበንጃታት ዝዓጠቑ ፖሊስ ኣብ ህቡባት ቦታታት ቱሪዝም፣ ቦታታት እምነትን ዓበይቲ ውራያትን ከተማ ሲድኒ ዝተሓዋወሰ ግብረመልሲ ፈጢሮም፣ * ወነንቲ ብረት ኣብ መላእ ግዝኣት ኒውሳውዝዌልስ፣ ናይ’ታ ግዝኣት መደብ ምእካብ ወይ መሊስካ ምግዛእ ኣብ ዝጀመረሉ፣ መሳርሒታቶም ካብ ሎሚ ጀሚሮም ከረክቡ ይኽእሉ’ዮም። * ኣብ ፍራንክፈርት ጎነጻዊ ናዕብታት ድሕሪ ምልዓሎም ልዕሊ 100 ኣባላት ፖሊስ ተጎዲኦምን 54 ሰባት ድማ ተኣሲሮም። #sbsaudiopodcast
Victorian election and migrant communities - ምርጫ ቪክቶርያን መጻእቲ (ናይ ደገ) ማሕበረሰባትን
ÉcoutéPolling ahead of this November's Victorian state election shows a surge in support for One Nation. But the data suggests that some of their rising support has come from a surprising source - namely migrant communities. - ቀቅድሚ ናይ ወርሒ ሕዳር ምርጫ ግዝኣት ቪክቶርያ ዝተኣከቡ መለክዒታት ርእይቶ ህዝቢ ልዑል ወሰኽ ኣብ ደገፍ ንሰልፊ ዋን ኔሽን ኣርእዮም። እንተኾነ ግን እቶም ኣሃዛት ዘመልክትዎ ገለ ካብ'ቲ ዝውስኽ ዘሎ ደገፍ ካብ ሓደ ዘገርም ወይ ዘይትጽበዮ ምንጪ ምምጽኡ'ዩ - ካብ መጻእቲ ማሕብረሰባት (migrant communities)። #sbsaudiopodcast - #sbsaudiopodcast